1
ግብሪ ሃዋርያት 4:12
መፅሓፍ ቅዱስ
ብእኡ ኽንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም፥ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንደቂ ሰብ ኣይተውሃበን እዩሞ፥ ድሕነት ብኻልእ ከቶ የለን።”
Compare
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:12
2
ግብሪ ሃዋርያት 4:31
እናፀለዩ እንተለዉ፥ እቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ስፍራ ተናወፀ፤ ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ፤ ቃል እግዚኣብሄርውን ብትብዓት ተዛረቡ።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:31
3
ግብሪ ሃዋርያት 4:29
ሕዚ ድማ፥ ኦ ጐይታ! ምፍርራሖም ረአ፤ ንኣገልገልትኻ ኸዓ፥ ቃልካ ብምሉእ ትብዓት ክናገሩ ኣኽእሎም።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:29
4
ግብሪ ሃዋርያት 4:11
ንሱ እቲ ንስኻትኩም ነደቕቲ ዝነዓቕኩምዎ፥ ግና ርእሲ መኣዝን ዝኾነ እምኒ እዩ።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:11
5
ግብሪ ሃዋርያት 4:13
ትብዓት ጴጥሮስን ዮሃንስን ምስ ረአዩ፥ ዘይተምሃሩን ተራ ሰባት ምዃኖምውን ምስ ፈለጡ ተገረሙ፤ ምስ ኢየሱስ ከም ዝነበሩ ድማ ኣለለይዎም።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:13
6
ግብሪ ሃዋርያት 4:32
እቶም ዝኣመኑ ዅላቶም ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ነበሩ፤ ንብረቶም ብምሉኡ ናይ ሓባር ደኣ ነበረ እምበር፥ ካብኣቶም ሓደኳ እዙይ ናተይ እዩ ዝብል ኣይነበሮምን።
Explore ግብሪ ሃዋርያት 4:32
Home
Bible
Plans
Videos