YouVersion Logo
Search Icon

ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4

ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4 ትመ15

ስለዙይ ኣቱም ኣሕዋትና፥ ነዝ ጉዳይ እዙይ ክንሸሞም፥ ካባኻትኩም ብፅቡቕ ዝተመስከረሎም፥ መንፈስ ቕዱስን ጥበብን ዝመልኦም፥ ሸውዓተ ሰባት ሕረዩ፤ ንሕና ግና ኣብ ፀሎትን፥ ኣብ ምምሃር ቃሉን፥ ክንተግህ ኢና” በልዎም።

Video for ግብሪ ሃዋርያት 6:3-4