ዮሃንስ 20:27-28
ዮሃንስ 20:27-28 ትመ15
ድሕሪዙይ ንቶማስ፥ “ኣፃብዕትካ ናብዙይ ኣምፅእ፤ ኣእዳወይውን ረአ፤ ኢድካ ናብዙይ ኣምፅእ እሞ፥ ናብ ጐነይ ሰዲድካ ኣእትዎ። ኣማኒ እምበር፥ ዘይኣማኒ ኣይትኹን” በሎ። ቶማስ ከዓ መሊሱ “ጐይታይን፥ ኣምላኸይን!” በሎ።