1
ዘፍጥረት 14:20
መፅሓፍ ቅዱስ
እቲ ንፀላእትኻ ኣብ ኢድካ ኣሕሊፉ ዝሃበካ ልዑል እግዚኣብሄር ከዓ ቡሩኽ ይኹን” እናበለ ባረኾ። ኣብራም ድማ ኻብ ኵሉ ኣስራት ሃቦ።
Comparer
Explorer ዘፍጥረት 14:20
2
ዘፍጥረት 14:18-19
እቲ ኻህን ልዑል እግዚኣብሄር ዝኾነ መልከፄዴቅ ንጉስ ሳሌም ድማ እንጀራን ወይንን ኣምፅአ። ንሱ ድማ ንኣብራም “ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል እግዚኣብሄር፥ ይባርኽካ።
Explorer ዘፍጥረት 14:18-19
3
ዘፍጥረት 14:22-23
ኣብራም ድማ ንንጉስ ሰዶም “ናብ ስም እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል እግዚኣብሄር ኢደይ ኣልዒለ ኣለኹ። ‘ንኣብራም ኣነ ኣሀብተምክዎ’ ኸይትብልስ፥ ፈትሊ ኾነ ስራኽ ኣሳእን ካብ ናትካ ሓንቲ እኳ ኣይወስድን እየ።
Explorer ዘፍጥረት 14:22-23
Accueil
Bible
Plans
Vidéos