1
ዮሃንስ 10:10
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
እቲ ሰራቒ ግና፥ ክሰርቕን ክቐትልን ከጥፍእን እንተ ዘይኮይኑ ኣይመፅእን እዩ፤ ኣነ ግና፥ ህይወት ምእንቲ ኽረኽቡን ኽበዝሐሎምን እየ ዝመፃእኹ።
ತಾಳೆಮಾಡಿ
ዮሃንስ 10:10 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
2
ዮሃንስ 10:11
“ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ፤ እቲ ሕያዋይ ጓሳ፥ ህይወቱ ቤዛ ኣባጊዑ ኣሕሊፉ ይህብ።
ዮሃንስ 10:11 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
3
ዮሃንስ 10:27
እተን ኣባጊዐይ ግና፥ ድምፀይ ይሰምዓ እየን፤ ኣነ ኸዓ እፈልጠን እየ፤ ንሳተንውን ይስዕባኒ።
ዮሃንስ 10:27 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
4
ዮሃንስ 10:28
ኣነ ኸዓ ናይ ዘለኣለም ህይወት እህበን፤ ንዘለኣለም ድማ ኣይጠፍኣን እየን፤ ካብ ኢደይውን ዘሕድገን ሓደኳ የለን።
ዮሃንስ 10:28 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
5
ዮሃንስ 10:9
እቲ በሪ ኣነ እየ፤ ብኣይ ዝኣቱ ኽድሕን እዩ፤ ክኣቱን ክወፅእን እዩ፤ መውፈሪውን ክረክብ እዩ።
ዮሃንስ 10:9 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
6
ዮሃንስ 10:14-15
ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ፤ ኣብ፥ ነኣይ ከም ዝፈልጠኒ፥ ኣነውን ንኣብ ከም ዝፈልጦ፥ ነባጊዐይ እፈልጠን እየ፤ እተን ኣባጊዐይውን ይፈልጣኒ እየን፤ ንነፍሰይ ከዓ ቤዛ እተን ኣባጊዕ ኣሕልፋ።
ዮሃንስ 10:14-15 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
7
ዮሃንስ 10:29-30
እቲ ንኣኣተን ዝሃበኒ ኣቦይ፥ ካብ ኵሉ ይዓቢ እዩ እሞ፥ ካብ ኢድ ኣቦይ ከሕድገን ዝኽእል ሓደኳ የለን። ኣነን ኣብን ሓደ ኢና” ኢሉ መለሰሎም።
ዮሃንስ 10:29-30 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
8
9
ዮሃንስ 10:18
ባዕለይ እየ ቤዛ ኣሕሊፈ ዝህባ እምበር፥ ካባይ ዝወስዳስ ሓደኳ የለን፤ ቤዛ ኸሕልፋ፥ መሊሰውን ክወስዳ ስልጣን ኣለኒ፤ ነዝ ትእዛዝ እዙይ፥ ካብ ኣቦይ እየ ዝተቐበልክዎ።”
ዮሃንስ 10:18 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
10
ዮሃንስ 10:7
ሽዑ ኢየሱስ መሊሱ ኸምዙይ በሎም፦ “ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፥ እቲ በሪ ኣባጊዕ ኣነ እየ።
ዮሃንስ 10:7 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
11
ዮሃንስ 10:12
እቲ ጓሳ ዘይኮነ ዕሱብ ግና፥ እተን ኣባጊዕ ዘይጥሪቱ ስለ ዝኾና፥ ተዅላ ኽመፅእ እንተ ረአየ፥ ነተን ኣባጊዕ ሓዲጉወን ይሃድም፤ እቲ ተዅላ ድማ፥ ነተን ኣባጊዕ ይምንጥለን ይብትነንውን።
ዮሃንስ 10:12 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
12
ዮሃንስ 10:1
“ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፥ እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብበሪ ዘይኣቱ፥ ብኻልእ ወገን ደዪቡ ዝኣቱ፥ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን እዩ።
ዮሃንስ 10:1 ಅನ್ವೇಷಿಸಿ
ಮುಖಪುಟ
ಬೈಬಲ್
ಯೋಜನೆಗಳು
ವೀಡಿಯೊಗಳು