1
ማርቆስ 8:35
መፅሓፍ ቅዱስ
እቲ ንህይወቱ ኸድሕና ዝደሊ ኸጥፍኣ እዩ፤ እቲ ንህይወቱ ምእንታይን ምእንቲ ወንጌልን ዘጥፍኣ ግና፥ ከድሕና እዩ።
Cymharu
Archwiliwch ማርቆስ 8:35
2
ማርቆስ 8:36
ሰብ ብዅሉ ዓለም ረቢሑ፥ ነፍሱ እንተ ኣጥፍአ እንታይ ይጠቕሞ?
Archwiliwch ማርቆስ 8:36
3
ማርቆስ 8:34
ነቶም ህዝቢ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ፀዊዑ ኸምዙይ በሎም፦ “እቲ ክኽተለኒ ዝደሊ፥ ንባዕሉ ይኽሓድ፤ መስቀሉ ተሸኪሙ ኸዓ ይከተለኒ።
Archwiliwch ማርቆስ 8:34
4
ማርቆስ 8:37-38
ሰብከ ቤዛ ነፍሱ እንታይ ምሃበ? እቲ ኣብዝ ዘማውን ሓጥእን ዝኾነ ትውልዲ እዙይ፥ ብኣይን ብቓለይን ዝሓፍር፥ ወዲ ሰብ ብግርማ ኣቦኡ ምስ ቅዱሳን መላእኽቱ ምስ መፀ፥ ብእኡ ኽሓፍር እዩ።”
Archwiliwch ማርቆስ 8:37-38
5
ማርቆስ 8:29
ንሱ ድማ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ?” በሎም። ጴጥሮስ ከዓ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።
Archwiliwch ማርቆስ 8:29
Gartref
Beibl
Cynlluniau
Fideos