1
ዘፍጥረት 10:8
መፅሓፍ ቅዱስ
ኵሽ ድማ ንናምሩድ ወለደ፤ ንሱውን ኣብ ምድሪ ሓያል ምዃን ጀመረ።
Σύγκριση
Διαβάστε ዘፍጥረት 10:8
2
ዘፍጥረት 10:9
ንሱ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄርውን ሓያል ሃዳናይ ነበረ። ስለዙይ ከዓ እዩ፥ “ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከም ናምሩድ ሓያል ሃዳናይ ይግበርካ” ዝበሃል።
Διαβάστε ዘፍጥረት 10:9
Αρχική
Αγία Γραφή
Σχέδια
Βίντεο