1
ዮሃንስ 14:27
መፅሓፍ ቅዱስ
ሰላም እሓድገልኩም ኣለኹ፤ ሰላመይውን እህበኩም ኣለኹ፤ እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘለኹ፥ ከምቲ ዓለም ዝህቦ ኣይኮነን፤ ልብኹም ኣይሸበር፤ ኣይፍራሕውን።
Σύγκριση
Διαβάστε ዮሃንስ 14:27
2
ዮሃንስ 14:6
ኢየሱስ ድማ፦ “ኣነ መንገድን ሓቅን ህይወትን እየ፤ ብዘይ ብኣይ፥ ሓደኳ ናብ ኣብ ዝመፅእ የለን።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:6
3
ዮሃንስ 14:1
“ልብኹም ኣይሸበር፤ ብእግዚኣብሄር እመኑ፤ ብኣይውን እመኑ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:1
4
ዮሃንስ 14:26
እቲ ኣብ፥ ብስመይ ዝሰዶ መፀናንዒ መንፈስ ቅዱስ፥ ንሱ ዅሉ ኽምህረኩም፥ ነቲ ዅሉ ኣነ ዝነገርኩኹምውን ከዘክረኩም እዩ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:26
5
ዮሃንስ 14:21
እቲ ትእዛዛተይ ዘለዎሞ ዝሕልዎ፥ ንሱ እዩ ዘፍቅረኒ፤ ነቲ ዘፍቅረኒ ድማ፥ ኣቦይ ከፍቅሮ እዩ፤ ኣነውን ከፍቅሮ እየ፤ ርእሰይ ከዓ ኽገልፀሉ እየ።”
Διαβάστε ዮሃንስ 14:21
6
ዮሃንስ 14:16-17
ኣነ ኸዓ ንኣብ ክልምኖ እየ፤ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዝነብር፥ ካልእ መፀናንዒ ኽህበኩም እዩ። ንሱ ናይ ሓቂ መንፈስ እዩ፤ ዓለም ዘይሪኦን ዘይፈልጦን ብምዃኑ፥ ክቕበሎ ኣይኽእልን፤ ንስኻትኩም ግና ምሳኻትኩም ዝነብርን ኣባኻትኩም ዝሓድርን ስለ ዝኾነ ትፈልጥዎ ኢኹም።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:16-17
7
ዮሃንስ 14:13-14
ኣብ፥ ብወልድ ምእንቲ ክኸብርስ፥ ኵሉ ብስመይ እትልምንዎ ኽገብረልኩም እየ። ኵሉ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ድማ ኽገብረልኩም እየ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:13-14
8
ዮሃንስ 14:15
“ትፈትዉኒ እንተ ዄንኩም ትእዛዛተይ ሓልዉ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:15
9
ዮሃንስ 14:2
ኣብ እንዳ ኣቦይ፥ ብዙሕ መንበሪ ኣሎ፤ እንተ ዘይህሉስ፥ ስፍራ ኸዳልወልኩም እኸይድ ኣለኹ፥ ኣይምበልኩኹምን ነይረ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:2
10
ዮሃንስ 14:3
ከይደ ስፍራ ምስ ኣዳለኹልኩም፥ ኣብቲ ኣነ ዘለኹዎ፥ ንስኻትኩምውን ኣብኡ ምእንቲ ኽትነብሩ፥ ተመሊሰ ኽመፅእ እየ፤ ናባይውን ክወስደኩም እየ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:3
11
ዮሃንስ 14:5
ቶማስ ከዓ “ጐይታ፥ ናበይ ከም እትኸይድ ኣይንፈልጥን ኢና፤ ነቲ መንገዲ ደኣ፥ ከመይ ጌርና ኢና እንፈልጦ?” በሎ።
Διαβάστε ዮሃንስ 14:5
Αρχική
Αγία Γραφή
Σχέδια
Βίντεο