1
ሉቃስ 16:10
መፅሓፍ ቅዱስ
ትመ15
ብውሑድ እሙን ዝኾነ፥ ብብዙሕውን እሙን እዩ፤ እቲ ብውሑድ ዝዕምፅ ድማ፥ ብብዙሕውን ዓማፂ እዩ።
താരതമ്യം
ሉቃስ 16:10 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
2
ሉቃስ 16:13
“ሓደ መገልገሊ፥ ንኽልተ ጐይቶት ከገልግል ኣይኽእልን፤ ነቲ ሓደ ይፈቱ፤ ነቲ ሓደ ይፀልእ፤ ወይ ነቲ ሓደ የኽብር፤ ነቲ ሓደ ድማ ይንዕቕ። እምበኣር ንእግዚኣብሄርን ንገንዘብን፥ ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን ኢኹም።”
ሉቃስ 16:13 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
3
ሉቃስ 16:11-12
እምበኣርከስ ብገንዘብ ዓመፃ፥ እንድሕር እሙናት ዘይኴንኩም፥ በቲ ናይ ሓቂ ሃብቲ፥ መን ይኣምነኩም? ብናይ እማትኩም ሃብቲ፥ እንድሕር እሙናት ዘይኮንኩምከ፥ ናይ ባዕልኻትኩም ዝኾነ መን ይህበኩም?
ሉቃስ 16:11-12 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
4
ሉቃስ 16:31
ንሱ ድማ “ንሙሴን ንነቢያትን ዘይሰምዑ እንተ ኾይኖም፥ ካብ ምዉታን ሓደ እንተ ተስአውን፥ ከቶ ኣይኣምኑን እዮም” በሎ።
ሉቃስ 16:31 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
5
ሉቃስ 16:18
እቲ ንሰበይቱ ፈቲሑ፥ ካልአይቲ ዘእቱ ዅሉ ይዝሙ፤ እቲ ኻብ ሰብኣያ ንዝተፈትሐት ሰበይቲ ዘእቱውን ይዝሙ።”
ሉቃስ 16:18 പര്യവേക്ഷണം ചെയ്യുക
ആദ്യത്തെ സ്ക്രീൻ
വേദപുസ്തകം
പദ്ധതികൾ
വീഡിയോകൾ